ግደ ትካላት ፋይናንስ ኣብ ዘፈር ቱሪዝም ብዝብል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ትካላት ፋይናንስ ኣብ ዘፈር ቱሪዝም ብዝብል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ተሳቲፎም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ቱሪዝም ዝመፅኡ ሰብ ሞያታት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሓለፍቲ ትካላት ፋይናንስ ተረኺም፡፡

እቲ ዘተ፥ ኣብ ዘፈር ቱሪዝም ትካላት ፋይናንስ ዘለወን ኣስተዋፅኦ ኣብ ምዕባይ ዘድሃበ ከምዝኾነ ካብ ሚኒስቴር ቱሪዝም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment