ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፊጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፊጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።
ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፊጥር ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ምባሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment