ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ግዕዝይና ንምክልኻል ብዝተወሰደ ስጉምቲ ልዕሊ 120 ሚሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።
እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር፥ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ህዝብን መንግስቲን፣ ሰናይ ምምሕዳርን ሕቶታት ፈትሒን ምምላስ ዘኽእል ትካላዊ ኣወዳድባ ምፍጣር ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ፣ ሰናይ ምምሕዳርን ሕቶታት ፈትሒን ምምላስ ዘኽእል ትካላዊ ኣወዳድባ ምፍጣር ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ።
እቲ መመሓየሺ ኣብ መሓዉር ፐብሊክ ሰርቪስ ጥራሕ እንተይተገደበ ኣብ መሓውር ኣመራርሓ ብምትግባር ብዘይኣግባብ ዝባኽን ዝነበረ ሰፊሕ ሃፍቲ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተዛሪቦም።
ብተወሳኺ ቅርታ ህዝቢ መበገሲ ብምግባር ኣብቲ ክልል ዘለዉ 85 ሺሕ ዝኣኽሉ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዝበለፀ ተቓላዕቲ ኢዮም ዝተብሃሉ ብምፍላይ ስራሕቲ ተፍቲሽ ከምዝተሰርሐ ገሊፆም።
ስለዝኾነ ልዕሊ 1 ሺሕን 900 ሰራሕተኛታት ስኑዕ መረዳእታ ትምህርቲ ከምዘለዎም ተረጋጊፁ ኢሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።