ግብረ ራዕዲ ህወሓት ደረቕ ወደብ ኮምቦልቻ ከምዘዕነወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኮምቦልቻ ዝርከብ ደረቕ ወደብ ሙሉእ ብሙሉእ ብዝበሃል ደረጃ ዘረፋን ዕንወትን ከምዘብፀሐሉ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ተርሚናል ደረቕ ወደብ ኮምቦልቻ ልዕሊ 251 ንብረት ዓማዊል ዝሓዙ ኮንተይነራት ከምዝተዘረፉ እውን ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዘፈር ኣገልግሎት ተርሚናልን ወደብን እቲ ትካል ኣይተ ምሕረተኣብ ተክሉ ገሊፆ።

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ቅድሚ ሕዚ እናገበሮ ከምዝነበሮ ኣብቲ ወደብ እውን ዝኸኣሎ ብምዝራፍ ዘይከኣሎ ድማ ከምዘዕነወ እቶም ምክትል ፈፃሚ ስራሕ ኣብሪሆም።

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብቲ ደረቕ ወደብ ንብረት ዝነበሮም ውልቀ ሰባት ብምርካብ ከምዘዘራርቡዎም ኣይተ ምህረት ምግላፆም ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment