ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓውደ ትምህርቲ ልዑል ጉድኣት ኣብጺሑ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 18፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓውደ ትምህርቲ ልዑል ጉድኣት ከምዘብፀሐ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ድኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ኣቢያተ ትምህርቲ ብዘብፀሖ ዕንወት ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ወፃ ከምዝኾኑ ኣብሪሀን።

እቲ ግብረ ራዕዲ ልዑል ጉድኣት ካብ ሞንጎ ዘብፀሐሎም ማሕበራዊ ትካላት ዓውዲ ትምህርቲ ሓደን ቀንዲን ከምዝኾነ ገሊፀን፡፡

እተን ሚኒስትር ዲኤታ ከምዝሓበረኦ፥ኣብ ሓሙሽተ ዞባታት ክልል ኣምሓራ 1 ሺሕን 660 ኣቢያተ ትምህርቲ ልዑ ዕንወት በፂሑዎም ኢዩ።

ኣብ ክልል ዓፋር እውን ክሳብ ሕዚ 455 ኣቢያተ ትምህርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝዓነዉ ገሊፀን፡፡

መንግስቲ ኣብ ዓውደ ትምህርቲ ዝበፅሐ መጠን ጉድኣትን ኣብ ቀፃሊ ንዝስራሕ ስራሕን መፅናዕቲ እናካየደ ከምዝኾ ኣብሪሀን።

ከአጋር ድርጅቶች ጋር ለመሥራትም ጥረት እየተደረገ እንደሆነ ነው ሚኒስትር ዴኤታዋ የተናገሩት፡፡

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment