ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ሑመራ 12 ግዘ ፈተነ መጥቃዕቲ ይግበር እምበር ተደምሲሱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ሑመራ 12 ግዘ ፈተነ መጥቃዕቲ ይግበር እምበር ብህዝቢን ኣካላት ፀፅታን ከምዝተደምሰሰ ኮሎኔል ደመቀ ዘውዱ ገሊፆም።

ኮሎኔል ደመቀ ምስ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ እቲ ጉጅለ ዳግም ብወገን ሑመራ መጥቃዕቲ ንምብፃሕ እንተፈቲኑ መቕበሪቱ ክትከውን ኢያ ኢሎም።

ማሕበረሰብ እቲ ከባቢ እኹል ምድላው ብምግባር እቲ ጉጅለ ንምድምሰሳስ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዎ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment