ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስሊ ምሩኻት ብምባል ኣብ መራኸብቲ ሓፋሽ ዘጋወሖ ቪዲዮ ናይ ሕሶት ኢዩ – መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት

ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስሊ ምሩኻት ብምባል ኣብ መራኸብቲ ሓፋሽ ዘጋወሖ ቪዲዮ ዕላምኡ ብናይ ሕሶት ዝተቐነባበረ ምስሊ ንምድንጋር ዝገበሮ ፈተነ ከምዝኾነ ገፅ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ባዕሉ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ክዳን ከዲኑ፣ ብተወሳኺ እውን ብወራር ኣብ ዝሓዞም ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝወሰዶም መናእሰይን ተመለስቲ ኲናትን ኣብ ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ኣፍሪዩ ኣብ ተምቤን ዝሓብኦም ናይ ደምቢ ክዳን ኣልቢሱ ውሑድ ናይ ሰብ በዝሒ ብፊልም ኤዲቲንግ ብምብዛሕ ንዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ከም እታወት እናሃበ ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡

ምስሊ ምሩኻት ተነባሂሉ ብመራኸብቲ ሓፋሽ ዝተጋወሐ ቪዲዮ ዕላምኡ ብሓሶት ብዝተቀነባበረ ምስሊ ንዜጋታት ናይ ምድንጋር ፈተነ ኢዩ ኢሉ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጸኦ መብርሂ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment