ግብረ ራዕዲ ህሓት ኣብ ዘበነ ስልጣኑ ሌብነት ክስፋሕፋሕ ገይሩ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህሓት ኣብ ዘበነ ስልጣኑ ኣብ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘይፍትሓውነት ክነግስን ሌብነት ክስፋሕፋሕ ብምግባር ልዑል ጉድኣት ምብፅ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዶክተር ዮሃንስ ኣያሌው ገሊፆም።

ቶም ፕሬዚዳንት፥ እናተውሃቡ ዝነበሩ ልቓሓት ብግቡእ ዘይተመርሑን ዝተበላሸወ ከይዲ ኣመላልሳ ልቓሕ ዝስተውዓለሎም ኢሉ እው ዘይምለሱ ልቓሓት ከምዝነበሩ ኣብሪሆም፡፡

እቲ ባንኪ ዝድግፎም ዝነበሩ ፕሮጀክታት መብዛሕትኡ ግዘ ናብ ሓደ ወገን ዘድህቡሉ ኩነታት ከምዝነበረ ዝሓበሩ እቶም ፕሬዝዳንት፥ እቲ ከይዲ ድማ ብዙሓት ፕሮጀክታት ክበፅሑዎ ዝግባእ ደረጃ ከይበፅሑ ፅዕንቶ ከምዝፈጠረ ምሕባሮም ትፕኢ ፀብፂቡ።

ዓቕሚን ሃፍቲን ዘለወን ክልላት ክትግብረኦ ዝግበአን ዘነበሩ ፕሮጀክታት ናብ ካሊእ ከባቢ ዝተዘዋወሩሉ ኩነታት ከምዝነበረ እውን ኣዘኻኺሮም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment