ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ከተማ ነቀምቴ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ከተማ ነቀምቴ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሰለማዊ ሰልፊ ተግባር እቲ ጉጅለራዕዲ ዘውግዙን ወፍሪ ህልውና ዝድግፉን መልእኽታት ተመሓላሊፎም።

ኣብቲ ሰልፊ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ምውጋድ ህልውና ህዝቢ ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ኢዩ፣ ስጉምቲታት ጭካነ ሸኔን ወያኔን ኣጥቢቕና ነውግዝ፣ ወያነ ናይ ኢትዮጵያ ኩሉ ፀላኢ ኢያ፣ ዝብሉ ጭርሖታት ተመሓላሊፎም።

ሸኔን ዘራፊ ወያኔን ዘካይድዎ ሃገርን ህዝብን ናይ ምጥፋእ ሽርሒ ንሕና እናሃለና ክዕወት ኣይኽእልን፣ ፃውዒት ክተት ተቐቢልና ብምዝማት ሉእላውነት ኢትዮጵያ ነኽብር ዝብሉ ጭርሖታት እናስምዑ ኢዮም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment