ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊት ኢንስቲትዩት ግሎባል ግሪን ግሮዝ  ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊት ኢንስቲትዩት ግሎባል ግሪን ግሮዝ  ኣብ ኢትዮጵያ ዳንኤል ኦግቦናያ ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ፍሪያት ዓውዲ ግብ%ርና ንምስሳንን ፀገም ጥዕና ሓመድ ንምፍታሕን ኣብ ዘኽእሉ ደገፋት ጠመተ ብምግባር ተላዚቦም።

ፍሪያት ዓውዲ ግብ%ርና ንምስሳንን ብዙሓት ስራሕቲ ይስርሑ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ተግባራዊ ዝተገበሩ ብዙሓት ኢኒሼቲቫት ግብርና ንምዕባለ እቲ ዓውዲ ልዑል ግደ ኣለዎም ተባሂሉ።

ኢኒሼቲቫት ስርናይ፣ ሓምላዋይ ኣሰርን ሌማትን ውፅኢታዊ ብዝኾነ መገዲ ይትግበሩ ኣለዉ ኢሎም እቶም ሚኒስትር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment