ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ግሪን ትራንስፖርት” ዝብል ስያመ ዘለወን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ ስራሕ ጀሚረን።
እተን ተሽከርከርቲ “ግሪን ቴክ ኣፍሪካ” በዝተብሃለ ፋብሪካ ዝተሰርሓ ኢየን ተባሂሉ።
ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ኣብ ሕውነት ኣደባባይ ብምርካብ ነተን ተሽከርከርቲ ብምምራቕ ስራሕ ኣጀሚረን።
ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ዓውዲ ትራንስፖርት ተበፃሒን ቅልጡፍን ብምግባር ብለውጢ ክሌማ ዘይብዳህ ስርዓት ትራንስፖርት ምህናፅ ይግባእ ኢለን።
እተን ተሽከርከርቲ ንነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ንሓደ ወርሒ ናፃ ትራንስፖርት ኣገልግሎት ከምዝህባ ምግላፀን ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።