ግልጋሎት ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ ን10 መዓልቲታት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ ንዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ከምዝተናወሐ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡

ብሲስተም ምቁርራፅን ምስ ኣወዳድባ ክልላትን ተተሓሒዙ ከይዲ ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ ስለዝተኣጓጎለ 10 መዓልቲታት ምንዋሕ ኣድላዪ ኮይኑ ከምዝተረኸበ ኢዩ እቲ ሚኒስቴር ዝገለፀ፡፡

እቲ ኣጋጣሚ ነጋዶ ግልጋሎት ሕድሳት ፍቓድ ንግዲ ስራሕ ብዘይመቕፃዕቲ ክረኽቡዝኽእሉሉ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment