ጋይንት ካብ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ነፃ ወፂኣ

 

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመከላከያ ሰራዊት፣ ኣምሓራ ፍለይ ሓይሊ፣ ሚሊሻ፣ ፋኖን ህዝብን ብዝገበርዎ ቃልሲ  ግብረ ራዕዲ ትህነግ ጉጅለ ኣብ ደቡብ ጎንደር ልዑል ኪሳራ በፂሑዎ።

ናይ ደቡብ ጎንደር ዞባ ዋና አማሓዳሪ ቀለምወርቅ ምህረቴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ምስ ናይ ንፋስ መውጫ ነበርቲ ዘተ ገይሮም።

ብዙሓት ናይቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣብ ጉና ተራራ ንክቕበሩ ብምግባር ታሪኽና ምሕዳስ ክኢልና ኢና ኢሎም።

ምስ ፀላኢ ብዝነበረ ቃልሲ ታሪክ ዝዝክሮም ጀጋኑ ከምዝተፈጠሩ ገሊፆም።

እቲ ግብረ ራዕዲ ንሓንሳብን መወዳእታን ኣብ ዝግበር ቃልሲ ኩላትና ክንረባረብ ኣለና እውን ኢሎም ኣይተ ቀለመወርቅ ክብል አሚኮ ዘጊቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment