ጋዜጠኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይህነፁ ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይህነፁ ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ።

እቶም ጋዜጠኛታት ካብ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተውፃእፅኡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ዕላማ እቲ ዑደት፥ እቶም ፕሮጀክቲታት ህዝቢ ንክሪኦም ብምግባር ግድኡ ንክዋፃእ ንምግባር ኢዩ ተባሂሉ።

ዝተዛዘሙ ይኹኑ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ብሙሉኦም ጉዕዞ ምዕባለ እዛ ሃገር ዘሳልጡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ብኣዲሱ ሙሉነህ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment