ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን።

ቅዱስ ጊዮርጊስ ብኤፍሬም ታምራት (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ) እንትተመመዝግብ÷ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ማዕረ ዝኾነትላ ሸቶ ድማ ባሲሩ ዑመር ኣመዝጊቡዋ፡፡

ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ዝካየድ መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል እብዚ ሕዚ ሰዓት ሃምበሪቾን ወላይታ ድቻን እናተፃወታ ይርከባ፡፡

Comments (0)
Add Comment