ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዋሳ ከነማን ሓደ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዋሳ ከነማን 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን።

ኣብ መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ፥ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዋሳ ከነማን ተራኺበን፡፡

ኣብ ፀወተአን ድማ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅት ዛዚመን።

ናይ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሽቶ ጌታነህ ከበደ ዘመዝገባ እንትኸውን፥ ኤፍሬም ኣሻሞ ድማ ናይ ሃዋሳ ከነማ ሽቶ ኣመዝጊቡዋ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment