ጊዜያዊ መለለይ መንነት ክወስዱ ዝግብኦም ሰባት ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ክዛዝሙ ከምዘለዎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጊዜያዊ መለለይ መንነት ክወስዱ ዝግብኦም ሰባት ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ክዛዝሙ ከምዘለዎም ቢሮ ሰላምን ፅፅታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ካብ 15 ማዓልትታት ንድሓር መለለይ መንነት ካርድ እንተይሓዙ ኣብ ዝርከቡ ሰባት ተሓተትቲ ከምዝኾኑ እውን እቲ እቲ ምምሕዳር ገሊፁ፡፡

ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ጊዜያዊ መምርሒ ኣወሃህባ መለለይ መንነት ንዝምለከት ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ቀንኣ ከምዝበልዎ ያደታ፥ ስሩዕ መለለይ መንነት ነባርነት ዘይብሎም ዜጋታት ካብ 6 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልትታት መለለይ መንነት ክወስዱ ይግባእ ኢሎም፡፡

ሰላማዊ ዜጋታት ካብ ፀረ ሰላም ሓይሊታት ንምፍላይን ናይሕሶት መለለይ መንነትን ንምክል    ኻልን ዒላማ ዝገበረ ምዃኑ እቶም ሓላፊ ቢሮ ገሊፆም።

ሕጋዊ ዘይኮነ መለለይ መንነት ንመሃብ ዝፈተነ ኣካል ካብ 3 ክሳብ ዓሰርተ ዓመት ዝበፅሕ ስጉምቲ እስራት መቕፃዕቲ ከምዝውሰደሉ እውን ወሲኾም ሓቢሮም ክብል ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment