ጉጅለ ኦርኬስትራን ቴኣትርን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ወፍሪ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ስራሕቲ ጥበብ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ኦርኬስትራን ቴኣትርን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ስራሕቲ ጥበብ ኣቕሪቦም።

ውሩይ ጉጅለ ኦርኬስትራን ቴኣትርን ፖሊስ ፌዴራል ኪነ-ጥበብ ስራሕቱ ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ሚሌ ኢዩ ኣቕሪቡ፡፡

እቲ ጉጅለ ስራሕቱ ዘቕረበ፥ኣብቲ ወረዳ ኣብ ወፍሪ ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል፣ ኣባላት ኣመራርሓታትን ፈጥኖ ደራሽ ፖሊስ ፌዴራል ዳይሬክቶሬት ምብራቕ፣ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ዓፋር ከምኡ እውንንማሕበረሰብ ወረዳ ሚሌ ከምዝኾነ ካብ ፖሊስ ፌዴራል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment