ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና ኲዌት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ።
እቲ ኣገልግሎት ሕክምና ንሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን ናፃ መጥባሕቲ ሕክምና ዝወሃበሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
በዚ ድማ ኣስታት 200 ሰባት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።
ኣተሓባባሪ እቲ ጉጅለ ዶክተር ሂሻም ቡረስቅ፥ 20 ዶክተራት፣ 11 ነርታትን 3 ሰብ ሞያ ቴክኒክን ዘካተተ ጉጅለ ኢዩ ኢሎም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።