ጉጅለ ልኡኽ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቻይና ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ተዓዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቻይና ፕሮጀክት መስኖ ዱጂያንግያን ጎብንዩ፡፡

እቲ ፕሮጀክት መስኖ÷ ውሕጅ ንምክልኻል፣ ፍልፍል መስኖ ማይ ከባቢ ቼንዱ ንምዃንን ከም መስሕብ ቱሪስት ንምግልጋልን ከምዝውዕል ተገሊፁ፡፡

እዚ ድማ ጥንታዊ ጥበብን ክእለት ምህንድስናን ቻይና ዝውክል ከምዝኾነ ምግላፁ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብቻይና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment