ጉጅለ ልኡኽ መናእሰይ ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ካርቱም ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕውነት ኣፍሪካን ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲን ዕላማ ዝገበረ ጉጅለ ልኡኽ መናእሰይ  ኢትዮጵያ ካርቱም ኣቲዩ።

እቲ ጉጅለ ብሚኒስትር ዴኤታ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ሙሳ ኣሕመድ ዝምራሕ እንትኸውን፥ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ሕውነት ኣፍሪካን ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲን ናይ ምጥንኻር ልኡኽ ክዋፃእ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ምስ መናእሰይ ሱዳን ብሓባር ተኸላ ፈልሲን ምትእስሳር ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ዘተን ከምዝገብር ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብተወሳኺ ልውውጥ ተመክሮ ከምዘካይድ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

Comments (0)
Add Comment