ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ውህብቶ ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መስከረም  ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰላምን ደሕንነትን ኣብ ምንጋስ ብጅግንነት እንትቃለሱ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ውህብቶ ተበርኪቱሎም።

እቲ ውህብቶ ንሰንደቕ ዓላማን ልእላውነት ሃገርን ክብሉ ንዝኸፈልዎ መስዋእትነት ዝተውሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤልን ኣባላት ማኔጅመንቶምን እቲ ውህብቶ ከምዘበርከቱሎም ካብቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሩታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment