ጉባኤ ፍሉይ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ፍሉይ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ከተማ ማላቦ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዝን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ክዛተ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ጉዳያት ግብረ ራዕዲን ሕገ-መንግስታዊ ብዘይዝኾነ መልክዑ ስልጣን ንመሓዝ ዝግበሩ ፃዕሪታት ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ከምዝዝቲ ተገሊፁ።

ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ትማሊ ናብ ከተማ ማላቦ ምእታዎም ይፍለጥ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment