ጉባኤ ዳይሬክተራት ስታስቲክስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ዳይሬክተራት ስታስቲክስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝርከብ ጉባኤ÷ ኣብ ምዝገባ ወሳኒ ኹነት ኣፍሪካ ትኹረት ዝገበረ ኣህጉራዊ ልዝብ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ኣብቲ ጉባኤ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተረኺቦም መደረ ኣስሚዖም፡፡

ብዘመን በየነ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment