ጉባኤ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ስካይላይት ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ÷ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኦፍ ኣፍሪካን ኣትሌቲክስ ሃማድ ካልካባ ማልቡም፣ ፕሬዚዳንት ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካን ፕሬዝዳንት ኣትሌቲክስን ጀነራል ጃክሰን ቲዊ፣ ፕሬዚዳንትና ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያን ምክትል ፕሬዚዳንት ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ ረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉን ተረኺቦም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፌዴሬሽንን ኣባላት ጉባኤ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ እናተሳተፉ ከምዝኾኑ ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment