ጉባኤ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ 2023 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ሓዊሱ ካልኦት ሰብ ሞያን ተወከልቲ ዓውዲ ውልቀን ይሳተፉ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።

እቲ መድረኽ፥ ምሁራንን መናእሰይ ተመራመርቲን መፈትሒ ተኮር ምርምር ዕድል ከምዝፈጥር ተገሊፁ።

ብቐንዱ ኣብ ምዕባለ ኢንዱስትሪ ኣፍሪካ፣ ድሕንነት ኢኮኖሚን ዘላቒ ልምዓትን መንቀሳቐስቲ ጠመተ ከምዝገብር ተሓቢሩ።

ኣብ ማዕበልቲ ሃገራት ዘለዉ ፀገማት ኢኮኖሚን ዕድላትን ዘተ ክግበር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment