ጉባኤ ትካል ደረጃታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 67 ጉባኤ ትካል ደረጃታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤጀንሲ ደረጃታት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ።

“ግደ ፅሬት ንዕቤት ኢንዱስትሪ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ÷ ካብ ልዕሊ 20 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት ይሳተፉ ኣለዉ።

እቲ ጉባኤ ኣብ ኣርባዕተ መዓልቲ ፃንሒቱ፤ ፍርያታት ናብ ዕዳጋ ንምምፃእ ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ከምዝዝቲ ትፅቢት ኣሎ፡፡

ትካል ደረጃታት ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1977 ዝተጣየሸ ኢዩ፡፡

ብሳሙኤል ወርቃየሁ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment