ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት 7 ሺሕ መፅሓፍ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት 7 ሺሕ መፅሓፍ ኣበርኪቱ።

ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ፥ እቲ መፃሕፍቲ ካብ ቤት ፅሕፈት እቲ ጉባኤን ካብ ኣባል ኣብያተ እምነትን ዝተረኸበ ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ርኽክብ ኣባላት ፈፃሚ ስራሕ እቲ ቦርድ፣ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር፣ ኮሚቴ ምትሕብባር ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባን ኣባላት ማሕበር ደረስቲ ተረኺቦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment