ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ተወሳኺ በጀትን ሹመትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ልዕሊ 253 ሚሊየን ብር ተወሳኺ በጀትን ሹመት ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ።

እቲ ተወሳኺ በጀት ንልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ትካላት መንግስቲ ከምኡውን ህንፀት ሰላም ከምዝውዕል ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ወይዘሮ ፋጡማ ኣደም ሕጊ፣ ወይዘሮ ጀሚላ ቡርኡሌ ድማ ኣባል ቀዋሚ ኮሚቴ ኢኮኖሚ ንክኾና ብምሻም እቲ ንክልተ መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ ጉባኤ ምዝዛሙ ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment