ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምስረታ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ።
ሽዱሽተ ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን ብምስምዕማዕ ኣብ ሓደ ክልል ንወደብ ብዝብል ብመሰረት ዝሃብኡ ድምፂ እዩ እቲ ጉባኤ ዝካየድ ዘሎ።
ኣብቲ ጉባኤ፥ ኣመራርሓ ዞባታትን ወረዳታትን ተረኺቦም።
ሕገ መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
እቲ ሕገ መንግስቲ ንኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ብምቕራብ ክፀድቕ ኢዩ ተባሂሉ።
ብማቱሣላ ማቴዎስ