ጉባኤ ማሕበር መገዲታት ኣየር ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ መፃኢ ወርሒ ግንቦር ዝካየድ ጉባኤ ማሕበር መገዲታት ኣየር ኣፍሪካ ከተኣናግድ ኢዩ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብቲ ጉባኤ ብዙሓት ዓለም ለኸ ኢንዱስትሪታት ክሳተፉ ኢዮም።

ስለዝኾነ እቲ ኣጋጣሚ ንመገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተወሳኺ ዓቕሚ ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም።

ኣብቲ ጉባኤ ክሳብ 500 ተሳተፍቲ  ክርከቡ ይኽእሉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ ኢሎም።

ብምስክር ተስፋዬ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment