ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ንክኸውን ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 37 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ንክኸውን ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።

ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ ብሄራዊ ኮሚቴ ተጣይሹ ንሰለስተ ኣዋርሕ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተሰርሐ ተዛሪበን።

ሎሚ ዘበን ዝሳለጥ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብዝተፈለየ መገዲ ምስ 35 ትካላት ብምዃን ምድላው ከምዝተገበረ ኣፍሊጠን።

ኣጋይሽ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምቹእን ቅልጡፍን ኣገልግሎት ነክረኽቡ ዘኽእል ስራሕ ከምዝተሰርሑ አውን ሓቢረን።

ብቅድስት ብርሃኑን መሳፍንት እያዩን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment