ገበነኛታት ዕርቅን ድርድርን ደለይቲ ብምምሳል ካብ ልዕልነት ሕጊ ከምልጡ ኣይኽእሉን-ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ገበነኛታት ዕርቅን ድርድርን ደለይቲ ብምምሳል ካብ ልዕልነት ሕጊ ከምልጡ ኣይኽእሉን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

<span;>እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ከምዝበልዎ፥ ዝፍፀም ኦፕሬሽን ዕላምኡ፣ ዝግበኦም ቅፅዓት እንተይረኸቡ ካብ ልክዕ ንላዕሊ ዝፀንሑ ጥፍኣተኛ ዉልቀ ሰባትን ጉጅለታትን ብመሰረት ሕጊ ሃገርና ተሓተትቲ ምግባር ኢዩ ኢሎም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment