ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕን ትልሚ ቀፃሊ ዓመትን ክልል ኦሮሚያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 2016 ዓ.ምን ትልሚ ቀፃሊ ዓመት 2017 ዓ.ምን ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ።

ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳን ሓላፊ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ፍቃዱ ተሰማን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኢሉ እውን ካብ ዞባ ክሳብ ወረዳ ዘለዉ ኣመራርሓ መንግስቲን ፓርቲን ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም።

ብመራኦል ከድር

Comments (0)
Add Comment