ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ዝሓለፈ ወፍሪ ህልውና ኣሰላልፋ ፀላኢ ብምግንዛብ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ከከምኣመፃፅእኡ ምላሽ ይህቦን ይድምስሶን ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ሰራዊትና ናይ ዓወት ሰራዊት ኢዩ ብዝብል ኣብ ዝወፅአ መግለፂ፥ ኣብ ዝኾነ ቦታን ግዘን፣ ኣፀጋሚ ኣቀማምጣ መሬት ይኹን ክሌማ ብምፅዋር ግዴትኡ ብዓወት ዝዋፃእ ጅግና ሰራዊት ምክዃለ ሃገር ፀላኢ ብዘተኣማምን መገዲ ምምካት ዝኽእል ሓይሊ ከምዝኾነ ኣረጋጊፁ ኢዩ ኢሉ።
እቲ ሰራዊት ህዝቢ ዘቐደመ፣ ንሃገርን ህዝብን ዝስዋእ ብሄራዊ ኩርዓትና ኢዩ ኢሉ።