ጅቡቲ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለዋ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምዕባይ ከምእትሰርሕ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅቡቲ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለዋ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምዕባይ ከምእትሰርሕ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፈንድ ሉእላዊ ጅቡቲ ስሊም ፌሪያኒ ተዛሪቡ።

ጅቡቲ ኢኮኖሚኣ ክብ ንምባል ዞባዊ ውህደት ዝፈጥሩ ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ብምቕራፅ ይስራሕ ከምዘሎ ገሊፆም።

ካብቲ ስምምዕነት እቲ ሓደ ብፕሬዚዳንት እታ ሃገር ቅድሚ ክልተ ዓመት ዝተገበረ ፈንድ ሉዓላዊ ጅቡቲ ሓደ ከመዝኾነ ብምግላፅ፥ ኣብ ካልኦት ሃገራር እቲ ዞባ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመነት ንምስፋሕ ዝዓለመ ኢዩ ኢሎም።

እቲ ፈንድ፥ ብቴሌኮም፣ ሓደሽቲ ቴክኖሎጂታት፣ ሓይሊ፣ መሰረተ ልምዓት፣ ሎጂስቲክስ፣ ግብርናን ፍሪያት ዓሳን ኢንቨስት ምግባር ዘካተተ ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment