ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ወላይታ ሶዶ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ወላይታ ሶዶ ይካየድ ኣሎ

ህዝቢ እቲ ዞባ ኣብ ጎድኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ከምዝበለ ዘርእይ ደገፍ ሰልፊ ኣብ ወላይታ ዞን ይካየድ ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment