ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጁንታ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንህዝቢ ዓፋር ዝኸፈቶ ኩናት ከምዝቃወሙ ኣብ ሎግያ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ብሰላማዊ ሰልፊ ገሊፆም።
እኩይ ተግባር ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ዝወፁ ነበርቲ ሎግያ ተወለድቲ ትግራይ “እቲ ጁንታ ሓድነት ኢትዮጵያ ንምብጣስ ዝጀመሮ ኩናት ኣጥቢቕና ንኹንን” ክብሉ ድምፆም ኣስሚዖም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።