ጁንታ ህወሓት ንሓሶት ፕሮፖጋንዳን ምልዕዓል ኩይናትን እንትጥቀመሉ ዝነበረ ጣቢያ ሬዲዮ ድወት ወሪሩን ኣዕኒዩን ሃዲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ ህዳር 26 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ንሓሶት ፕሮፖጋንዳን ምልዕዓል ኩይናትን እንትጥቀመሉ ዝነበረ ጣቢያ ሬዲዮ ድምፂ ወያነ  ወሪሩን ኣዕኒዩን ከምዝሃደመ ተገሊፁ።

ቅልጡፍን ዝተዋደደን ስጉምቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምፅዋር ዘይከኣለ ጉጅለ”ኣነ እንተሞይተ ሳዕሪ ኣይትብቀል” ከምዝበሃል ንብረት መንግስትን ህዝብን እናዕነወ ከምዝሃደመ ተገሊፁ።

ብፍላይ ኣገልግሎት ወሃብቲ ኣብዝኾኑ መሰረተ ልምዓታት ትምህርቲ፣ ጣቢያታት ጥዕና፣ መገዲ፣ ቢንቶን መገዲ ኣየርን ብግልፂ ከምዘርኣየ ተገሊፁ።

ድወት ንብረት ህዝቢ እኳ እንተኾነ ኣብቲ ስቲዲዮ ዝነበሩ ንብረታት ኣዕኒዩዎም ከምዝኸደ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment