ጀጋኑ ሰላም ብምዃን ንህዝብና ክንክሕስ ኢና-ሰልጠንቲ ተሃድሶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኮማንድ ፖስት ሸዋ ን10 መዓልታት ሳልሳይ ዙር ሰልጠና እንትከታተሉ ዝነበሩ 161 ስልጠና ዛዚሞም።

እቶም ሰልጠንቲ፥ ኣብቲ ክልል ኣጋጢሙ ዝነበረ ጎንፂ፣ ህውከትን ናዕብን ተሳቲፎም ብምባል ተጠርጢሮም ኣብ ትሕቲ ፅላል ሕጊ ዝፀንሑ ኢዮም ተባሂሉ።

ካብ መንጎ እቶም 161 ተመረቕቲ እተን ሓሙሽተ ደቂ ኣኒስቲዮ ከምዝኾና ኣሚኮ ፀብፂቡ።

እቶም ተመረቕቲ፥ ጀጋኑ ሰላም ብምዃን ንህዝብና ክንክሕስ ኢና ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment