ጀነራል ብርሃኑ ጁላ መዓርግ ማርሻል ፊልድ ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሃይልታት ጦር ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ማዓርግ ማርሻል ፊልድ ተዋሂቡዎም።

ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፥ ውግእ ንዝመርሑ፣ ሓይሊ ንዝመርሑ፣ ዓወትን ውፅኢትን ንዘመዝገቡ ላዕለዎት መኮነናት ጦር በቢብርኩ ናይ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ።

ብመሰረት እዚ፥ 1 መዓርግ ማርሻል ፊልድ፣ 4 መዓርግ ሙሉእ ጀነራል፣ 14 መዓርግ ሌተናል ጀነራል፣ 24 መዓርግ ሜጀር ጀነራልን 58 መዓርግ ብርጋዴር ጀነራልን ተዋሂቡ።

ሽመት መኮንናት ጀነራል ኣብ ጦር ሃይሎች ብኣቕራብነት ላዕለዋይ ኣዛዚ ጦር ሰራዊት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብርእሰ ብሄር ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ እዩ ተዋሂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment