ጀርመን ንኢትዮጵያ 80 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ርዳእታ ከምእትህብ ዕላዊ ጌራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ንኢትዮጵያ 80 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ርዳእታ ከምእትህብ ዕላዊ ጌራ፡፡

ሚኒስተር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ትማሊ 8 ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ንኣንባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኣውር ስቴፓንን ተቐቢሎም ኣዘራሪቦምዎም፡፡

ኣፍቲ እዋን ኣብ ምትሕብባር ልምዓት ኢኮነሚ ክልቲአን ሃገራት ዝዘተዩ እንትኾኑ÷ እቶም ኣንባሳደር ጀርመን 80 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ከምእትገብር ዕላዊ ጌሮም፡፡

እቲ ሓገዝ ገንዘብ ኢትዮጵያ ንተካይዶም ፕሮግራማትን ፕሮጀክታትን ዉሕስነት ምግቢ፣ ሰናይ ምምሕዳር፣ ኣጠቓቕማ ምግቢን ሜካናይዜሽን ሕርሻን ከምኡ እዉን ድርቂ ንምኽኣል ዝዉዕል ከምዝኾነ እቶም ሚኒስቴር ኣፍሊጡ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment