ጀርመን ንኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 20 ሚሊየን ዩሮ ሰሊዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ንኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 20 ሚሊየን ዩሮ ሰሊዓ።

እቲ ሓገዝ ብኦቻ ኣቢሉ ዝውዛዕ ከምዝኾነ ኣብ ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ዜጋታት ደገፍ ንምግባር ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment