ጀርመን ህፁፅ እዋን ሓገዝ ዝውዕል 8 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ህፁፅ እዋን ሓገዝ ዝውዕል 8 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ።

እታ ሃገር ዝገበረቶ ሓገዝ ብፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣቢላ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

እቲ ሓገዝ ኣብ ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ብምኽንያት ለውጢ ኣየርን ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ፡፡

እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ን2 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታት ተበፃሒ ዝገብር ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ንምሕጋዝ ከምዝውዕል እውን ተገሊፁ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment