ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ዶክተር ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኡር ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ጀርመንን ብዘለወን ነዊሕ እዋን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ትኹረት ዝገበረ ከምዝነበረ ካብ ኤምባሲ ጀርመን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታ ከምዝተዛተዩ ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

Comments (0)
Add Comment