ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ኣብ ስነ ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ  መንግስቲ ንምስታፍ  ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ኣብ ስነ ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ  መንግስቲ ንምስታፍ  ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ።

ዶክተር ወርቅነህ ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንተትበፅሑ  ሚኒስትር ደኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር  ብርቱካን ኣያኖ አቀባብላ ከምዝገበራሎም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment