ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጄፍሪ ፊልትማ ተዛቲዮም።

እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ዞባ ኣብ ዝምልከቱ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስቶም ፍሉይ ልኡኽ ተመያይጦም፡፡

ኢጋድን ኣሜሪካን ኣብቲ ዞባ ዘለወን ምሕዝነት ሰላም፣ ምርግጋዕን ልምዓትን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም መገዲታት ከምዝተዛተዩ እውን ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment