ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትየዮጵያ ስቴፋን ክርስቲያን ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ብምትሕብባር ከምዝሰርሑ ገሊፆም።

እቶም ኣምባሳደር፥ ኢትዮጵያ ዓውዲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምስፍሕፋሕ ትገብሮ ፃዕሪ ከምዝድግፉዎ ምዝራቦም ካብ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment