ዶ/ር ሊያ ታደሰ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና እናተኣኻኸቡ ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ዳያስፖራታት ኣመስጊነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና እናተኣኻኸቡ ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣመስጊነን።

እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን፥ “ብሓገዝኹምን ንኢትዮጵያ ብዝፈትዉ ኩሎምን ዝተጎድኡን ዝዓነዉንትካላት ጥዕና ኣብ ሓፂር እዋን መሊስና ከምንሃንፆም ኣይጠራጠርን” ኢለን፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment