ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ሓላፊ ግሎባል ኢንስቲትዩት ግሪን ግሮውዝ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ዳይሬክተር ግሎባል ኢንስቲትዩት ግሪን ግሮውዝ ኣውሮፓን ኣፍሪካ ተዛቲየን።

ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ይኹን ኣፍሪካ ልምዓት ሓምለዋይ ኢኮነሚ በዝምልከት ብቀዳምነት ክትሰርሐሉ ምፅንሓ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ገሊፀን።

ብተወሳኺ ብትልሚን ብብርኪ ፖሊሲን ሓምለዋይ ልምዓት ኢኮኖሚን ክሌማን ዝፃወር ኢኮኖሚ ምህናፅ ሐዚ እውን ኣጠናኺራ ከምእትሰርሐሉ ተዛበን።

ነዚ ብዝድግፍ ኩነታት ኣወዳድባ ከምዝተመሓየሸ ብምግላፅ፥ ኩሎም ዓውዲታት ጉዳይ ከባቢያዊ ክሌማ ብምክታት ነክትልሙን ንክፍፅሙን ተገይሩ ኢዩ ኢለን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment